Jan 21, 2013

Breaking News

ኣብ ኣስመራ፡ ብፍላይ ድማ ኣብ ሚኒስትሪ ዜና ሓዱሽ ኩነታት ተፈጢሩ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኣስምራ ሓቢሮም። ዛጊት ረኺብናዮ ብዘለና ሓበሬታ መሰረት፡ - ብርክት ዝበሉይ ወተሃደራት፡ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ንቤትጽሕፈት ሚኒስትሪ ዜና ፎርቶ ብታንክታት ተሰንዮም፡ ካብ ሎሚ ንጉሆ ጀሚሮም ኣኽቢቦሞ ኣለዉ - እቶም ስጉምቲ ዝወሰዱ ወተሃደራት፡ ንኩሎም ኣባላት ሚኒስትሪ ዜና ኣብ ላዕለዋይ ደርቢ ናይቲ ህንጻ ብምእካብ፡ ንሓላፊኦም ኣሽመላሽ ኣብርሃ፡ ብራድዮን ተኤቭዥንን “እሱራት ይፈትሑ” ኢሉ ክእውጅ ቀሲቦሞ - ቴለቭዥን ኤርትራ ደው ኢላ ኣላ ኩነታት ተኸታቲልና፡ ንስፍሓትን ኣመዓባብላን እቲ ተፈጢፉ ዘሎ ሓዱሽ ኩነታት ከነስዕበልኩም ኢና።




About 100 Eritrean solders run over the state radio station. Mefenkile mengist eyetekahede newu.

No comments:

Post a Comment